ተዓፅዩ
ኣብ ማኣድንን ኢነርጅን ኤጀንሲ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ LAN 25 ቶዮታ ፒክ ኣፕ ስፔር ክንገዝእ ስለዝደለና ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተጠቐሱ ሮቑሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 13, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ