ተዓፅዩ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንዳ ባጉና ንከተማ እንዳ ባጉና ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታእንዳባ ጉና
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ