ተዓፅዩ
ናይ ወ/ደ/ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመሳለጢ ዝዓደገታ ኣውቶብሰ (መኪና) ኣወዳዲራ ክትሸይጥ ትደሊ።ስለዚ በቲ ዝወፀ ጨረታ መሰረት ዓቅሚ ዘለኩም ክትጫረቱ ብግልፂ ትዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ