ተዓፅዩ
ፋብሪካ ልሱልስ መሰተ ሞሃ መቐለ ንፋብሪኩኡ አገለግሎት ዝዉዕል 30000 ሊትሮ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ናይ ቤንዝን ታንከር ኣብ ጎድጎድ ኮዒትካ ንምቅባር በዚ ስራሕ ዝተዋፈሩ ደረጃ 8 ናይ ህንፃ ስራሕቲ ሰብ ሞያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ