ኣብ ከተማ ሳምረ ዝርከብ መለስ ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ሕ/ስራሕ ማሕበር ኣብ ከተማ ሳምረ ዝተዓደሎ ናይ ድርጅት ቦታ ናይ 2ይ ደብሪ ስላብ / ድምድምት/ ዘሎ ስራሕቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ዘይምለስ 150 ብር እናኸፈልኩም ካብቲ ማሕበር ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ