ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ኣብያተ ፅሕፈት ንዝርከብ ዘገልገሉ ንብረታት ይወገደልና ኢሎም ዝላኣኩልና ዝተሰበረ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ በርሚል ጎማን በርሚልሓፂንን ዝበሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ