ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘገጃ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፃኢ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነገጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳደር ይክእል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ