ተዓፅዩ
ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየሾ ፋብሪካ መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት እታወት ዝኸዉን ዕፉንን ፍሩስካን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 2, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 2, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ