ተዓፅዩ
ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ90,000,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ