ተዓፅዩ
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዶኩሜንታሪ ፊልሚ ብትግርኛ፣ ብኣማርኛን ብኢንግሊዝኛን 1:30 (ሐደ ሰዓትን ፈረቃን ) ዝወስድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ