ተዓፅዩ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክይትሮኒክስ : ቀወምቲ ንብረት : ተሽከርከርቲ ማለት ድማ : ሳይክላትን : ሞተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ