ተዓፅዩ
ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ