ተዓፅዩ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሃይሎክስ ዳብል ካፕ መኪና ስፔር ፓርት ናዉቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 19, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2012 11:27 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ