ተዓፅዩ
ኣብ ላጪ ሱር ኮንስትራክሽን ቢሮ ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ ፕሮጀክት ንሰራሕተኛታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምግቢ ክሰርሑ ዝክእሉ ብምግቢ ምድላዉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ብክንትራት ክፈራረም የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ