ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ኣብ ናይ 208 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ጣብያታትን ወረዳታትን ዝርከቡ ማ/ሰብ ደኒ ዘለዎም ናይ መብራህቲ ሕፅረት ንምቅራፍ፤ መማረፂ ሓይሊ መብራህቲ (ሶላር) ብምጥቃም ቀንዲ መፍትሒ ኾይኑ ስለዝተረኸበ ትካልና ነዚ ክቅርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ከልልና ትርከቡ ማሕበራትን ናይ ውልቀ ትካላትን ኩሉኹም ፤ ትካልና ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብዝሓዞ መደብ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሽም ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ እናዳባጉና ናይ ምምሕዳር ኣደራሽ ህንፃ ንምስራሕ ስለዝደለና ነዚ ንምስራሕ ደረጃ 7 ልዕሊኡን BC ወይድማ GC ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ143,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019