ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ዝዉገድ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ዋኑነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ዝኮነ 2ይ ፌዝ G+3 ዝኮነ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ብደረጃ GC/BC 7ተ ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ፣ መፃሕፈቲ ቤተ ንባብ፣ ቁዋሚ ንብረት፣ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019