ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ በዓል 23 ገፅ ብክል ገፅ ፅሑፍ ዘለዎ ፍሊፕ ቻርት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 27, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ነገራትን ፣ ናዉቲ ቢሮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019