ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ( Sanitation Materials) ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠብ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልማዓት መስኖ ካብ ኤስልምቢ ቲ አፈ ዳብሊዉ ኣይቪ ዝተረከበ በጀት አብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ጣብያ ፍትሒ ቁሸት ማይሓንሰእ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲቱ ክስረሐሎም ስለዝተደለየ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተዋፈሩ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2018 5:30 ደ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019