ተዓፅዩ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4/GC 5 ልዕሊኡን ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ዓዶጎን 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝተቃረፀን ህንፃ ፕሮጀክት ብ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን አብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝተቃረፀ ህንፃ ብደረጃ BC 6 /GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን ከመኡ እዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪን ኣብ ኣብያተ ንባብን ካልኦትን ዝርከብ ዘገልገሉ መፃሕፍትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 3, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ን ኣጎልግጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ምድብ 1 ፣ ኤሌክትሮኒክስ ምድብ 2፣ ኣቅሑት ቢሮ ምድብ 3፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን 8 ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ሕሩስ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ማሕበርና ዝተሓቆፍና በዝሕና 193 ዝኾና ኣባላት ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ዝርከብ ናይ ማይ ተፋሰስ ( Drainage) መሀደሚ ዝዉዕል ዓቐን ዘለዎ ቴንዲኖ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019