ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፔር ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑትን መገያየፂታትን ተሽከርከርቲ ፣ መገጣጠምቲ ኣቅሑት HDP PPRን ፣ ሓፂን ቱቦ ኣቅሑት መገጣጠሚትን ቆፀርቲ ማይን ፣ ፒል ሰፍትዎርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 5, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ እንደርታ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ኣብ ጣብያ ሚዛን ኣብራሃን ቁሸት መኣዲ ናይ ጥዕና ጣብያ ሙሉእ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 4, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019