ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈትና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፕላፒንግ ማለት እዉን ቡምቧ ኣቅሑ ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፓምፕ ናይ ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2013 6:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተራት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት ፅሬት፣ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ መካይንን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ጎማታትን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 21, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019