ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ኣግበ ዝርከቡ ናይስ ዕሽግ ማይ ፋብሪካ ዝተፈላለዩ ስክራብ /ተረፈ ምህርቲ/ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ / ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማይ መትሓዚ120838 ፣ መኽደን ፕላስቲክ ጥርሙዝ መስርሒ ዝዉዕል በዝሒ63182፣ ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማት መትሓዚ ቦትል በዝሒ 90182 ፣ መዐሸጊ ደርዘን ማይ ፕላስቲክ ጥርሙዝ በዝሒ 100፣ ባዶ ጀሪካን በዓል 20 ሊትሮ በዝሒ 1000/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ