ተዓፅዩ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ኣቅሑትን ቦልት ኔትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ