ተዓፅዩ
ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ዘስላሴ ቁፅሪ ገዛ 98 ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ