ተዓፅዩ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ዓቐን ዘለዎም ኣቅሑት መሳርሒ ማሽናት ከምኡ እዉን ጥረ ኣቅሑት ናዉቲ መዐቀኒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ