ተዓፅዩ

ላዕላወይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት ውፅኢት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሕትን ቁልፍታትን፣ ናይ ፅርየት ኣቈሕትን ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 22, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2016 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019