ቢሮ ጉዳይ መናኣሰይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ትምህርቲ ዝኮነ ብናይ ቤት መዘጋጃ ኣታዊ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ ቀበሌ 01 ራኣስ ኣሉላ ኣባነጋ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ስቶር ብሎክ ፅገና ስራሕቲ ዕደጋ መፍለይ ኮድ ABI/CW/SW/RAANSH/01 2016 ብግልፂ ጨረታ ንምጭራት BC/GC ደረጃ 8 ዳኣንት ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ ዘለዎ ስራሕቲ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝርን ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019