ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ናይ ደግም ህንፀትን መእለይ ደረቅ ጎሓፍ ቀሺ ቤት ፅሕፈትን መካዝንን ምስርሕ ኣብ ክልል ትግራይን ንዝርከቡ ብርኪ 10 እናእሽትይ BC ወይድማ GC ብርኪ ትካል ስራሕ ፈቃድ ንዘለዎም ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት