ተዓፅዩ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቀለም ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን መሊእኻ (Recycling) ኣብ ግልጋሎት ንምውዓል ዘካይዱ ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት (በጀት ዓመት 2017) ውዕለ ብምእሳር ከስርሒ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 10, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 11, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ