ተዓፅዩ

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሽርክና ማሕበር ( ናይ ሓለዋ ድምቢ ልብሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2017 4:10 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲን ሃለቅትን ማለት እውን ፈርኒቸር ኣቅሑ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ህንፃ መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቶ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019