ተዓፅዩ

ቢሮና ኣርሚ 22 ንሰራዊት ዝውዕል ባኒ መሰንከቲ ማሽን ክነጫርት ስለ ዝደልና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ወረዳ ፅምብላ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ዝተረከበ በጀት ኣብ 2017 ዓም ካብ እንዳባጉና ክሳብ ደብረ ማሪያም ቀበሌ ኣብ ዘሎ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ብጠቅለላ ኮንትራክት ንምስራሕ ስለዝተደለየ ኣብ ስራሕቲ መንገዲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ጠቅላላ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለዎ ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 10, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንበዓል መዚ ሐለዋ ከባቢያን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019