ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ፋሲካ ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 05 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከወዳድር ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2017 8:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 30, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019