ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ አባይ ፃሃየ ዝስርሕ ናይ ሓዱሽ መናሃያ ሓፁርን ህንፃን ስራሕቲ AXCWATSBS 0216 ንምስራሕ ብደረጃ GC6 ን BC5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ625,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ከተማ ዉሽጢ ኣታዊ ሐድሽ ተፋሰስ ስራሕ ካብ ዕደጋ ቀበሌ 01 ናብ ነባር ተፋሰስ ቀበሌ 01 ብተወሳኪ እዉን ካብ ሓድሽ መንደር 2016 ዓም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019