ተዓፅዩ

ወረዳ ሰሓርቲ ቤትፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስንን ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2017 4:45 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐዉልቲ ዝስራሕ ኦፍስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንእሽተይ /GC ደቀቅቲ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካል ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕብረትን ዉልቀ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019