ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክስደ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000 00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ብናይ UNDP ብጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዘገልገሉ ጣውላታትን ፣ ሓፃዊን ፣ ኣክሰሰሪ ክትሸጥ ሰለ ዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019