ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናዉቲ ሕክምና : ሎት ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሎት ሐደን ክልተን 15000 ቅርሺ :ንሎት ሰለሰተ 30000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (-0.01)162.60 (-0.01)
179.22 (-0.21)181.01 (-0.21)
24 (0)24.39 (0)
9.66 (-0.01)9.76 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2019