ተዓፅዩ
ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ