ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብዉሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቕረበቲ ሰብ ትካል ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዘሐደስኩምን ብመቕረባይነት ኣብ ፋይ/ኢ/ልምዓት ዝተመዝገብኩም Tin Number ዘለኩም ሰብ ትካል ብስምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ምሰ መሰነይታ ተታሒዙ ብዝቐረበ ሰንጠረዥ መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ ብምጥቃስ ምቕራብ ዝከኣል ምኻኑ ንገልፅ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ