ተዓፅዩ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መድሓኒት ናዉቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019