ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓተ በጀት ኣብ ሰለሰተ ጣብያታት ዝስራሕ ዒስራን ሸሞንተን ናይ ሓባርዒላ ሰለሰተ ማንዋል ድሪልንግን ንምስራሕ ሕጋዊያን ብሰራሕቲ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈርኩም ኮንትራክተራት ደረጃ ኣርባዕተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋክልተ ሚልዩን
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል Water Pump ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019