ተዓፅዩ

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2011 4:10 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019