ተዓፅዩ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ 24 port power over internet disco switches 2፤server power supply quantity 1pcs ፤server 4GB ram supply quantity 4pcs፤ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረቶ ንክትጫረቱ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ