ተዓፅዩ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2011 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሎት 4 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 6 ፕላምፒንግ ፣ ሎት 7 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 8 ሕትመት ኣብ 8ተ ሎት መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሞዴል መኪና ZN-1033UBX ጎማ ኣፖሎ ሰፊሕ ብክሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019