ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ናይ ፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2011 5:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ናይ ኮምፒተር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ኣብ ጣብያ መስዋእቲ ቁሸት ፒያሳ ፍሉይ ሽሙ ልምዓት መስኖ ዝከውን ሓዱሽ ፓይፕ ዝርገሐን ፓወር ሃውስ ምስ ሬቲንግ ዌል መጠራቀሚ ገንእን ምስ ካናል ብውልቀ ደኣንት ሕ/ስ/ማሕበር ብደረጃ 8ተ ደቂቅ ሕጋዊ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ፕሮጀክት ዝኮነ ካረል ኣፕ ግሬዲንግ ማለት ምንዋሕ 680 ሜትር ካነል፣ 10 ሜትር ፎርል፣3 ሜትር ከቨር ፐላስት ፣1 ሜትር ሬቲንግ ዎርክ፣ ኣብ ጣብያ መኻን ቁሸት ዓጋመ ፍሉይ ቦታ ገረብ ኵሓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ካብ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ፋይናንሻል ዓቅሙ ንምዕባለ ምስ ዝ/ዩ መምረቲ፣ ጅምላ መማፃእተን ካልኦት ትካላት ምስ ስፖርት ክለብና ሓቢርኩም ንምስራሕ ሓሳብ ዘለኩም ትካላትን ግለ ሰባት እተእትውዎ ፕሮፖዛል ብምርኣይ ውዕሊ ኣብ ሓፂር ግዜ ናብ ተግባር ንምእታው ስለዝድሊ ዝርዝር ናይ እትሰርሕዎ ፕሮፖዛልኩም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጡ ዘሎ መመዘኒ ረቋሒ መሰረት ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ዝ/የ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት 1ይ ወያነ ዝርከብ ዝ/የ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂን ቆርቆሮ ሙሉእን ዝተቆረፀን ቆርቆሮታት ብስኪት ዘይቲ ምአዚ መንጉ ፀሚቅ ናይ መኪና ጎማታት ዝ/ዩ ቅያር ስፔራትን ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019