ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ጎማን ባትሪን መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 25, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲ ሽሁን፣ ፋፂ፣ እንትጮ፣ ራማ፣ ዕዳጋ ዓርቢ፣ ዓዴትን ዓዲ ዳዕሮን ዝርከቡ በዓል ሓደ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ ኮረም ዝከብ በዓል ክልተ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝርከብ ድማ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደለየ ኣብዚ ሰራሕ ንምስታፍ እትደልዩ BC/GC 6 ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ80,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019