ተዓፅዩ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ድምፂ ኣልባ ጀነሬተር 30 KVA/24 Kw super Silent diesel Operated Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2011 9:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ