ተዓፅዩ
ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ዘለዎ ናይ ፅሕዲ ሃፍቲ ብምጥቃም ዝ/የ ዓቐን ዘለዎም ጣውላታትን ሞራሌታትን ኣብ ምፍራይ ይርከብ፡፡ በዚ መሰረት ናይ ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ክልተ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም ዝ/የ ስፍሓት ጣውላታት ኣብ መክዘን ብበዝሒ ስለዘለና ንምዕዳግ እትደልዩ ነጋ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ