ተዓፅዩ

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ዋንነቱ ብናይ ከባቢያዊ ልምዓት ዝኮነ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ሶዲየም ሼክሴር ምስ ኣምፕሉን ንምግዛእ ናይ ጋራጃት ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ማሽናት ማለት ኢኤ ኤክስካቫተር፣ ሎደር፣ ግሪደር፣ ሩሎ፣ ናይ ማይ ቦጥ ፣ ነዳዲን ካልኦት ዘድሊ ነገር ብመቅረባይ ዝኮነ ክካረይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ኣካላት ክትሳተፉ ይዕድም ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ -17- ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ደም ባንኪ ናይ ፅሬት መሳሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019