ተዓፅዩ

ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ንክሰርሕ ወሲኑ ኣሎ ስለዚይ ብዉሳኒኡ መሠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 24/12/2011 ናይ ምሸት ሰዓት 12፡00 ዞሎ ግዜ እትወዳደረሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ዕለት 25/12/2011 ልክዕ ሰዓት 12፡ ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2011 12:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2011 12:02 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፣ ፅሬትኣቁሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ኮምፒተር እና ኮምፒተር ኣክሰሰርን ኣቁሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ስለዚ በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2011 4:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት ኣቁሑት ግለጋሎት ዝዉዕል ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 001 ፅሕፈት መሳርሒ ለ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 002 ፅሬት ኣቁሑት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2011 3:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ኣብ ወረዱኡ ንዝርከባ ዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ንበጀት ዓመት 2012 ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፡ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር፡ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ኮምኡዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019