ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ፅ/ፅባቀን ክ/ሰሜን ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ፅርየት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም
3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/04/2012 ሰዓት 4፡00